SKIP TO MAIN CONTENT

" ቀደም ንትግራይ ትድልዩዋ ነይርኩም። ሳላኡ ሎሚ ሙስሊም ኮይነ። ሎሚ ትግራይ ትደልየኩም ኣላ። " መልእኽቲ ተጋሩ ኣመንቲ እስልምና (ካብ ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ *ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ: መልከፍቲ ክቪድ-19 ድሕሪ ሓደ ወርሒ ብሸሞንተ ዕጽፊ ከምዝወሰኸ ብምግላጽ ሓደስቲ መምርሒታት ከም ዘውጸአ ኣፍሊጡ። *ተጋሩ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ፣ መበገሲ ኩናት ትግራይ ዓሌታዊ እምበር ሃይማኖታዊ ከምዘይኮነ ንዓረባዊ ማሕበረሰብ ብቋንቋ ዓረብ የገንዝቡ ኣለዉ ተባሂሉ። *ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንተኒ ብሊንከንን ፕረዚደንት ኬንያ ኤሁሩ ኬንያታን ኩናት ትግራይ ክሃድአሉ ብዛዕባ ዝኽእል መፍትሒ ከም ዝተዘራረበሉ ገሊጾም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ *ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ: መልከፍቲ ክቪድ-19 ድሕሪ ሓደ ወርሒ ብሸሞንተ ዕጽፊ ከምዝወሰኸ ብምግላጽ ሓደስቲ መምርሒታት ከም ዘውጸአ ኣፍሊጡ። *ተጋሩ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ፣ መበገሲ ኩናት ትግራይ ዓሌታዊ እምበር ሃይማኖታዊ ከምዘይኮነ ንዓረባዊ ማሕበረሰብ ብቋንቋ ዓረብ የገንዝቡ ኣለዉ ተባሂሉ። *ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንተኒ ብሊንከንን ፕረዚደንት ኬንያ ኤሁሩ ኬንያታን ኩናት ትግራይ ክሃድአሉ ብዛዕባ ዝኽእል መፍትሒ ከም ዝተዘራረበሉ ገሊጾም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now