SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻባት ካብ ኢትዮጵያ (03 ታሕሳስ 2018)

Homeland Report
Source: SBS Tigrinya

ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ኣመንቲ ክርስትና ድሕሪ 21 ዓመታት ኣብ ኣክሱም ፅዮን ተራኺቦም ጸልዮም፡፡ ( ኣመንቲ እስልምና ዝሓለፈ እዋን ኣብ በዓል ዓሹራ ኣብ ነጋሽ ብሓንሳብ ከም ዱዓ ከም ዘካዱ ይዝከር፡፡) ኣብዚ ሰሙን 40 ሰባት ኣብ መዋሰንቲ ቦታት ኦሮምያን ቤንሻንጉል ጉምዝን ብመቕታሎም ህዝቢ ተቖጢዑ፡፡ ሰራዊት ሓይልታት ምክልካል ናብቲ ቦታ ኣትዩ ኣሎ፡፡ ብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብሰንኪ ምግጣም ፖምፕ ጠጠው ኢሉ ዝፀንሓ ማይ መስኖ 35 ሄክታር መሬት ከልምዕ ስራሕ ጀሚሩ ማእኸል ቤት ህንፀት መቐለ 399 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ፈቲሑ

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ኣመንቲ ክርስትና ድሕሪ 21 ዓመታት ኣብ ኣክሱም ፅዮን ተራኺቦም ጸልዮም፡፡ ( ኣመንቲ እስልምና ዝሓለፈ እዋን ኣብ በዓል ዓሹራ ኣብ ነጋሽ ብሓንሳብ ከም ዱዓ ከም ዘካዱ ይዝከር፡፡) ኣብዚ ሰሙን 40 ሰባት ኣብ መዋሰንቲ ቦታት ኦሮምያን ቤንሻንጉል ጉምዝን ብመቕታሎም ህዝቢ ተቖጢዑ፡፡ ሰራዊት ሓይልታት ምክልካል ናብቲ ቦታ ኣትዩ ኣሎ፡፡ ብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብሰንኪ ምግጣም ፖምፕ ጠጠው ኢሉ ዝፀንሓ ማይ መስኖ 35 ሄክታር መሬት ከልምዕ ስራሕ ጀሚሩ ማእኸል ቤት ህንፀት መቐለ 399 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ፈቲሑ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now