ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ኤርትራን ክተጋጩ ትጽዕር ኣላ ክብል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ከሲሱ።07:11ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (5.36MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ተወሰኽቲ ዜናታት፡ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ውሱን ዕላማ ዝውዕል ማዕቀብ ክግበር ሂዩማን ራይትስ ዎች ፀዊዑ። ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ትግራይ ዑደት ክገብሩ እዮም። ቅዱስ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ ሕቶኡ ከም ዝተመለሰሉ ገሊጹ።ShareLatest podcast episodesኢትዮጵያን ኬንያን ወታደራዊ ምትሕባረን ንምጥንኻር ተፈራሪመን ። (ጸብጻብ)ስፖርት ደቀባት ኣውስትራሊያ: መንኮርኮር መንነት፣ ባህሊን ሓድግን፡ሚ/ር ጥዕና ብዛዕባ ሕማም ኦቲዝም ዝምልከት ብትራምፕ ዘይተረጋገጸ ግጉይ ሓበሬታ ብምዝርጋሑ ነቒፍዎ ። (ሓጸርቲ ዜናታት 24 መስከረም)"ናብ ዓድና እናማዕደና፡ ኣብዚ እንነብረሉ ዘለና ዓዲ ዕዉታት ክንከውን ኣለና።" መንእሰይ ወደብ ቴድሮስ