Credit: Timon Reinhard/Unsplashኮለጅ ስነ ፍልጠት ማይ ነፍሒ ከምህሮም ዝጸንሐ 300 ተመሃሮ ብመዓርግ ቀዳማይ ዲግሪ ኣመሪቑ። ብሪጣንያ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ምህላዉ ገሊጻ። ኤርትራ፡ ንምስሳን መሬትን ኣከባብን ዝውዕል ናይ 8.4 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ። ኡጋንዳ ብጉዳይ ስደተኛታት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክትዝቲ ምዃና ኣፍሊጣ። ኢትዮጵያ ጥራይ ዝርከብ ብሕታዊ እንስሳ ዋሊያ አይበክስ ቁፅሪ ዓሌቱ ኣንቆልቊሉ ኣብ ሓደጋ ምጥፋእ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ቤት ፍርዲ ሱዳን ንጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳግሎ፡ ዝርከቡዎም 16 መራሕቲ ሓይሊ ህጹጽ ወሃቢ ደገፍ ሞት ፈሪዱ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኮለጅ ስነ ፍልጠት ማይ ነፍሒ ከምህሮም ዝጸንሐ 300 ተመሃሮ ብመዓርግ ቀዳማይ ዲግሪ ኣመሪቑ። ብሪጣንያ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ምህላዉ ገሊጻ። ኤርትራ፡ ንምስሳን መሬትን ኣከባብን ዝውዕል ናይ 8.4 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ። ኡጋንዳ ብጉዳይ ስደተኛታት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክትዝቲ ምዃና ኣፍሊጣ። ኢትዮጵያ ጥራይ ዝርከብ ብሕታዊ እንስሳ ዋሊያ አይበክስ ቁፅሪ ዓሌቱ ኣንቆልቊሉ ኣብ ሓደጋ ምጥፋእ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ቤት ፍርዲ ሱዳን ንጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳግሎ፡ ዝርከቡዎም 16 መራሕቲ ሓይሊ ህጹጽ ወሃቢ ደገፍ ሞት ፈሪዱ።
Check out our podcast collection here