Credit: Timon Reinhard/Unsplashመበል 13 ዓመታዊ ፈስቲቫል ኮለጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን ኦሮታ፡ ተሳሊጡ። ናይ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብ3 ዕፅፊ ዘዕቢ ንኡስ ጣብያ ተመሪቑ። ኤርትራ ፓርቲ ብልጽግና ኣብ እተዛበዐ ሓበሬታ ዝተሰረተ ፕሮፓጋንዳ ይዝርግሕ ኣሎ ክትብል ከሲሳ። CPJ ሓንቲ ፈረንሳዊት ጋዜጠኛ ካብ ትግራይ ጸብጻብ ኣዳልያ ብዝብል ንዘባረሩዋ ንሰበስልጣን ኢትዮጵያ ኮኒኑ። ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ንፈለማ ወግዓዊ ዑደት ናብ እስራኤል ኣትዩ፤ ኣብ እየሩሳሌም ኤምባሲ ክኸፍት እዩ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
መበል 13 ዓመታዊ ፈስቲቫል ኮለጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን ኦሮታ፡ ተሳሊጡ። ናይ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብ3 ዕፅፊ ዘዕቢ ንኡስ ጣብያ ተመሪቑ። ኤርትራ ፓርቲ ብልጽግና ኣብ እተዛበዐ ሓበሬታ ዝተሰረተ ፕሮፓጋንዳ ይዝርግሕ ኣሎ ክትብል ከሲሳ። CPJ ሓንቲ ፈረንሳዊት ጋዜጠኛ ካብ ትግራይ ጸብጻብ ኣዳልያ ብዝብል ንዘባረሩዋ ንሰበስልጣን ኢትዮጵያ ኮኒኑ። ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ንፈለማ ወግዓዊ ዑደት ናብ እስራኤል ኣትዩ፤ ኣብ እየሩሳሌም ኤምባሲ ክኸፍት እዩ።
Check out our podcast collection here