Credit: Timon Reinhard/Unsplashኤርትራ ኮለጅ ዋኒንን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን ፡ ብዝተፈላለየ ዓውድታት ዘምሃሮም 1,018 ተመሃሮ ብዲግርን ዲፕሎማን ኣብ ኣስመራ ኣመሪቑ። ዩኒቨርሲቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ከምህሮም ዝፀንሐ 2931 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመታት 53 ቶን ወርቂ ከም ዝባኸነ ተገሊፁ። ኤርትራ፣ ካብ ሕጂ ንድሓር ኣብ ዙርያ ፍሉይ ራፖርተር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ክትዛረብ ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ። ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝፈጸም ግዱድ ወታደራዊ ምልመላ ተቓዊሙ። ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ስዑዲ ዓረብ ኣስታት 200 ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ናይ ሞት ፈርዶም ይጽበዩ ከምዘለዉ ተሓቢሩ። ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ እትርከብ ስትራቴጂካዊት ከተማ ኩርሙክ ንምንዛዕ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከፊቱ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኤርትራ ኮለጅ ዋኒንን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን ፡ ብዝተፈላለየ ዓውድታት ዘምሃሮም 1,018 ተመሃሮ ብዲግርን ዲፕሎማን ኣብ ኣስመራ ኣመሪቑ። ዩኒቨርሲቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ከምህሮም ዝፀንሐ 2931 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመታት 53 ቶን ወርቂ ከም ዝባኸነ ተገሊፁ። ኤርትራ፣ ካብ ሕጂ ንድሓር ኣብ ዙርያ ፍሉይ ራፖርተር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ክትዛረብ ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ። ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝፈጸም ግዱድ ወታደራዊ ምልመላ ተቓዊሙ። ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ስዑዲ ዓረብ ኣስታት 200 ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ናይ ሞት ፈርዶም ይጽበዩ ከምዘለዉ ተሓቢሩ። ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ እትርከብ ስትራቴጂካዊት ከተማ ኩርሙክ ንምንዛዕ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከፊቱ።
Check out our podcast collection here