Source: Tigray Election Com.ባይቶ ፌደሬሽን ኢትዮጵያ ኣብ ዝነጸጎ መረጻ ትግራይ ዓለምለኻውያን ተዓዘብትን ማዕኸናት ዜናን ናብ መቐለ ይኣትዉ። ፌስቲቫል ኤርትራውያን ኣብ ኣውሮጳ ኣብ ጣልያን ተቓኒዑ። ኤርትራ ኣንጻር ወረራ ዕስለ ምድረበዳ ኣንበጣ ትቃለስ፡ ዝብሉን ካልኦትን
ባይቶ ፌደሬሽን ኢትዮጵያ ኣብ ዝነጸጎ መረጻ ትግራይ ዓለምለኻውያን ተዓዘብትን ማዕኸናት ዜናን ናብ መቐለ ይኣትዉ። ፌስቲቫል ኤርትራውያን ኣብ ኣውሮጳ ኣብ ጣልያን ተቓኒዑ። ኤርትራ ኣንጻር ወረራ ዕስለ ምድረበዳ ኣንበጣ ትቃለስ፡ ዝብሉን ካልኦትን