SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያ ሓይሊ ባሕራ ናብ ወፍሪ ተዳሉ፡ ንመጥቃዕቲ ሳይቨር ንምምካት ትዕጠቕ፡፡ (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

SBS Tigrinya News
Source: Twitter YT

ካልኦት ኣርእስታት፥ ኤርትራ ንሩስያ መዓስከር ወተሃደራት ፈቒዳ ዝብል ክሲ ትነፅግ፡፡ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ወላይታ ብውሑዱ 20 ሰባት ተቐቲሎም፣ 100 ሰባት ቆሲሎም ለዕሊ 180 ሰባት ተኣሲሮም፡፡ ሚንስትር ሓይልታት ምክለኻል ኢትዮጵያ ኣቶ ለማ መገርሳ ካብ ኣባልነት ባይቶ ፌዴሬሽን ተሰጒጎም፡፡ ኣብ ትግራይ ወፍሪ ጎስጓስ መረፃ ተጀሚሩ፡፡ ንውድባት በጀት ዘይምስልዑ እውን ቅሬታ ኣስዒቡ፡፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካልኦት ኣርእስታት፥ ኤርትራ ንሩስያ መዓስከር ወተሃደራት ፈቒዳ ዝብል ክሲ ትነፅግ፡፡ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ወላይታ ብውሑዱ 20 ሰባት ተቐቲሎም፣ 100 ሰባት ቆሲሎም ለዕሊ 180 ሰባት ተኣሲሮም፡፡ ሚንስትር ሓይልታት ምክለኻል ኢትዮጵያ ኣቶ ለማ መገርሳ ካብ ኣባልነት ባይቶ ፌዴሬሽን ተሰጒጎም፡፡ ኣብ ትግራይ ወፍሪ ጎስጓስ መረፃ ተጀሚሩ፡፡ ንውድባት በጀት ዘይምስልዑ እውን ቅሬታ ኣስዒቡ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now