ኣሜሪካ ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ጸዊዓ፣ (ሓጸርቲ ጸብጻባት)

Source: Getty Images
ሓጸርቲ ጸብጻባት፡ ኣመሪካ ኣብ ምዕራባዊ ትግራይ ምጽናት/ ምውጋድ ዓሌት ይፍጸም ከም ዘሎ ዘርእዩ ሓበሬታታት ከም ዝሓዘት ተገሊጹ። ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ስዑዲ ዓረብ ተራኺቦም። ኣብ ሶማሊያ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ተኻይዱ።
Share
Source: Getty Images
SBS World News