SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ 2.5 ሚልዮን ኣብ ገጠራት ትግራይ ዝነብር ህዝቢ ብሰንኪ ኩናት መሰረታውያን ቀረባት ከም ዘይረኸበ ውሕሃገራት ኣፍሊጡ።(ካብ ጸብጻባት)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ 2.5 ሚልዮን ኣብ ገጠራት ትግራይ ዝነብር ህዝቢ ብሰንኪ ኩናት መሰረታውያን ቀረባት ከም ዘይረኸበ ውሕሃገራት ኣፍሊጡ። ኣብ ሞንጎ ክልላት ዓፋርን ሶማልን ብዝተወለዐ ጎንጺ ዛጊት ልዕሊ 100 ሰባት ተቐቲሎም። ሱዳን ኣባላት ዓቀብቲ ሰላም ዝኾኑ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ግዝኣታ ክወጹ ሓቲታ። ዝብሉን ካልኦትንዝብሉ ኣርእስታት ጸብጻባት ሉኡኽና እዮም፡ ፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ 2.5 ሚልዮን ኣብ ገጠራት ትግራይ ዝነብር ህዝቢ ብሰንኪ ኩናት መሰረታውያን ቀረባት ከም ዘይረኸበ ውሕሃገራት ኣፍሊጡ። ኣብ ሞንጎ ክልላት ዓፋርን ሶማልን ብዝተወለዐ ጎንጺ ዛጊት ልዕሊ 100 ሰባት ተቐቲሎም። ሱዳን ኣባላት ዓቀብቲ ሰላም ዝኾኑ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ግዝኣታ ክወጹ ሓቲታ። ዝብሉን ካልኦትንዝብሉ ኣርእስታት ጸብጻባት ሉኡኽና እዮም፡ ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now