ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታቶም፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ ክረምሊን ተዛትዮም። ፍሉይ ልዑኽ ኣመሪካ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማይክ ሃመር፡ ናብ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባን ጁቡትን ከም ዘቕንዐ ተገሊጹ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ቻይና ዝነበሮ ዑደት ዕዉት ምንባሩ ተሓቢሩ። ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሰራዊት ነጻነት ኦሮሞን ተጀሚሩ ዝነበረ ልዝብ ሰላም ሎሚ’ውን ተቋሪጹ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ገሊጹ። ኣብ ትግራይ ኣብ ምጥፍፋእ ሰብኣዊ ረድኤት ንዝተዋፈሩ ተሓተትቲ ንምግባር ናብ ስራሕ ከም ዝተኣትወ ተሰሚዑ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends