SKIP TO MAIN CONTENT

ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ሕጂ ውን መገዲ ይዓጽዉ፣ ግፍዕታት ይፍጽሙ ከም ዘለዉ ሲኤንኤን ካብቲ ቦታ ጸብጺቡ።(ሓጸርቲ ጸብጻብ)

Homeland News
Source: SM

ሓጸርቲ ጸብጻብ፥ መበል 1442 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ይኽበር ኣሎ። ሂዩውማን ራይትስ ዎች ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣብዚ ሰሙን ንጅምላዊ ህልቂት ሰላማውያን ኣብ ኣክሱም ዝሽፍን ጸብጻብ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸሙ ገበናት ብዓለምለኻዊ መርመርቲ ክጻረዩ ከም ዝግባእ ዘርኢ እዩ ኢሉ። ኣብ ክልል ኦሮምያ ከተማ ደምቢደሎ ሓይልታት ፀጥታ ንህዝቢ ኣኪቦም ንሓደ መንእሰይ በዘይፍርዲ ኣብ ኣደባባይ ከም ዝረሸኑ መሰኻኽር ዓይኒ ተዛሪቦም። ውድብ ምግቢ ዓለም ብሱዳን ልዕሊ 500 መግቢ ዝጸዓና መካይን ናብ ትግራይ ከም ዘእተወ ገሊጹ። ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ሕጂ ውን መገዲ ይዓጽዉ፣ ግፍዕታት ይፍጽሙ ከም ዘለዉ ሲኤንኤን ካብቲ ቦታ ጸብጺቡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻብ፥ መበል 1442 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ይኽበር ኣሎ። ሂዩውማን ራይትስ ዎች ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣብዚ ሰሙን ንጅምላዊ ህልቂት ሰላማውያን ኣብ ኣክሱም ዝሽፍን ጸብጻብ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸሙ ገበናት ብዓለምለኻዊ መርመርቲ ክጻረዩ ከም ዝግባእ ዘርኢ እዩ ኢሉ። ኣብ ክልል ኦሮምያ ከተማ ደምቢደሎ ሓይልታት ፀጥታ ንህዝቢ ኣኪቦም ንሓደ መንእሰይ በዘይፍርዲ ኣብ ኣደባባይ ከም ዝረሸኑ መሰኻኽር ዓይኒ ተዛሪቦም። ውድብ ምግቢ ዓለም ብሱዳን ልዕሊ 500 መግቢ ዝጸዓና መካይን ናብ ትግራይ ከም ዘእተወ ገሊጹ። ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ሕጂ ውን መገዲ ይዓጽዉ፣ ግፍዕታት ይፍጽሙ ከም ዘለዉ ሲኤንኤን ካብቲ ቦታ ጸብጺቡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now