SKIP TO MAIN CONTENT

ኣቶ የማነ ገ/መስቀል ህወሓት ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ክልውጥ ድሌት ኣለዎ ክብሉ ከለዉ ፤ ኣቶ ደመቀ መኮነን ድማ ትግራይ ንህወሓት መዐንደሪት ኣይክትከውንን ኢሎም። (ጸብጻብ)

Radio telescopes - Tigrinya.jpg

ልኡኽና እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻባት ሰዲዱና ኣሎ፡ አቶ ጌታቸው ረዳ መንግስቲ ኤርትራ ንዓዲግራት ብከቢድ ብረት ደብዲቡ ብ4 ኣንፈት ንውግእ ይዳሎ 'ሎ ኢሎም። ልዕሊ 30 ሲቪክ ማሕበራት መግለጺ መጸዋዕታ ሰላም ከይህባ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተኸልኪለን። ብዕጡቓት ተሰዊሮም ዝነበረ ሓላፊ ጉዳይ ወፃኢ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣቶ ሃይሉ ከበደ፣ ምስ ህወሓት ርክብ ኣለካ ብዝብል ተኸሲሶም። ኢትዮጵያ ትማሊ ክልተ ጋዜጠኛታት ኣሲራ። ካብ መዕቆቢ ስደተኛታት ሱዳን ወተሃደራዊ ምልመላ ይግበር ከምዝነበረ ዝሕብር ሓበሬታ ከም ዝጸሖ ኮሚሽት ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።

Published

Presented by Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ልኡኽና እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻባት ሰዲዱና ኣሎ፡ አቶ ጌታቸው ረዳ መንግስቲ ኤርትራ ንዓዲግራት ብከቢድ ብረት ደብዲቡ ብ4 ኣንፈት ንውግእ ይዳሎ 'ሎ ኢሎም። ልዕሊ 30 ሲቪክ ማሕበራት መግለጺ መጸዋዕታ ሰላም ከይህባ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተኸልኪለን። ብዕጡቓት ተሰዊሮም ዝነበረ ሓላፊ ጉዳይ ወፃኢ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣቶ ሃይሉ ከበደ፣ ምስ ህወሓት ርክብ ኣለካ ብዝብል ተኸሲሶም። ኢትዮጵያ ትማሊ ክልተ ጋዜጠኛታት ኣሲራ። ካብ መዕቆቢ ስደተኛታት ሱዳን ወተሃደራዊ ምልመላ ይግበር ከምዝነበረ ዝሕብር ሓበሬታ ከም ዝጸሖ ኮሚሽት ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now