SKIP TO MAIN CONTENT

"ኤርትራውያን ንናጽነቶም ብዘካየድዎ ልዑል ቃልሲ ሕቡናት እዮም። " ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ

Homeland News
Source: Getty Images

"ኢትዮጵያ ኣብ ሉኣላውነት ኤርትራ ዘይልወጥ መርገጺ ኣለዋ" ወሃቢ ቃል ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ኢትዮጵያ። ኣሜሪካ ንሓይልታት ጸጥታ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ጎረቤትን ፈጺሞምዎ ብዝበለቶ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ትኸስስ። ኤርትራ ነዚ ክሲ ነጺጋቶ። ርባዕተ ሃገራት ዓረብ ንጉዳይ ግድብ ህዳሴ ብዝምልከት ኣብ ዘውጽእኦ መግለጺ ኣብ ጎኒ ግብጺ ምስላፈን ገሊጸን። ፕረሲደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ብወገኖም 'ንጣብ ማይ ግብጺ እንተተንኪፋ ኣብቲ ዞባ ዝኸፍአ ሕምስምስ ክፍጠር'ዩ' ኢሎም። ከንቲባ ጊዝያዊ ምምሕዳር መቐለ ኣቶ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ካብ መዝነቶም ወሪዶም። ኣብ ምዕራብ ወለጋ ንጹሃት ዜጋታት ከም ዝተቐትሉ መንግስቲ ክልል ኦሮምያ ገሊጹ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

"ኢትዮጵያ ኣብ ሉኣላውነት ኤርትራ ዘይልወጥ መርገጺ ኣለዋ" ወሃቢ ቃል ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ኢትዮጵያ። ኣሜሪካ ንሓይልታት ጸጥታ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ጎረቤትን ፈጺሞምዎ ብዝበለቶ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ትኸስስ። ኤርትራ ነዚ ክሲ ነጺጋቶ። ርባዕተ ሃገራት ዓረብ ንጉዳይ ግድብ ህዳሴ ብዝምልከት ኣብ ዘውጽእኦ መግለጺ ኣብ ጎኒ ግብጺ ምስላፈን ገሊጸን። ፕረሲደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ብወገኖም 'ንጣብ ማይ ግብጺ እንተተንኪፋ ኣብቲ ዞባ ዝኸፍአ ሕምስምስ ክፍጠር'ዩ' ኢሎም። ከንቲባ ጊዝያዊ ምምሕዳር መቐለ ኣቶ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ካብ መዝነቶም ወሪዶም። ኣብ ምዕራብ ወለጋ ንጹሃት ዜጋታት ከም ዝተቐትሉ መንግስቲ ክልል ኦሮምያ ገሊጹ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now