Credit: Timon Reinhard/Unsplashበጀት ትግራይ ልዕሊ 65 ቢልዮን ብር ኮይኑ ፀዲቑ። ሓላፊ ቢሮ ፀጥታ ትግራይ ጀነራል ፍስሃ ማንጁስ ካብ ሓላፍነቱ ተኣልዩ። ዓለምለኸ ፕሮግራም መግቢ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዛቱ ንምቕጻል 182 ሚሊዮን ዶላር ከም ዝደሊ ኣፍሊጡ። ኮለጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን ኦሮታ 114 ተመሃሮ ብዝተፈላለየ ማዕርግ ኣመሪቑ። ብርቱዕ ምዝባዕ ነባሪ ኣየር ዘንቀሎ "ሱፐር ኤል ኒኖ» ኣብ ኣፍሪቃ ክሳብ 20 ቢልዮን ዶላር ዝበጽሕ ቁጠባዊ ጉድኣት ከስዕብ ከም ዝኽእል ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣጠንቂቑ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
በጀት ትግራይ ልዕሊ 65 ቢልዮን ብር ኮይኑ ፀዲቑ። ሓላፊ ቢሮ ፀጥታ ትግራይ ጀነራል ፍስሃ ማንጁስ ካብ ሓላፍነቱ ተኣልዩ። ዓለምለኸ ፕሮግራም መግቢ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዛቱ ንምቕጻል 182 ሚሊዮን ዶላር ከም ዝደሊ ኣፍሊጡ። ኮለጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን ኦሮታ 114 ተመሃሮ ብዝተፈላለየ ማዕርግ ኣመሪቑ። ብርቱዕ ምዝባዕ ነባሪ ኣየር ዘንቀሎ "ሱፐር ኤል ኒኖ» ኣብ ኣፍሪቃ ክሳብ 20 ቢልዮን ዶላር ዝበጽሕ ቁጠባዊ ጉድኣት ከስዕብ ከም ዝኽእል ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣጠንቂቑ።
Check out our podcast collection here