Credit: Timon Reinhard/Unsplashኤርትራ፣ ግብጽን ሶማልን ኣብ ጉዳይ ዞባዊ ምትእስሳር ብዛዕባ ጸጥታ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተዛትየን። መራሒ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ ኣብ መንጎ መራሕቲ ትግራይን ፌደራልን ዝግበሩ ዘለዉ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት 'ግዜ መግዝኢ' እዮም ክብል ዶክተር ደብረጽዮን ተዛሪቡ። ኣብቲ ክልል ናይ መኸተ ምድላዋት ሓይሉ ከም ዝቕጽል ውን ኣፍሊጡ። ኣብ ትግራይ "ግፋ ደው ይበል፡ ሰላም ይንገስ" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣንጻር ንትግራይ ዘመሓድር ዘሎ መሪሕነት ሰልፊ ተኻይዱ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኤርትራ፣ ግብጽን ሶማልን ኣብ ጉዳይ ዞባዊ ምትእስሳር ብዛዕባ ጸጥታ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተዛትየን። መራሒ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ ኣብ መንጎ መራሕቲ ትግራይን ፌደራልን ዝግበሩ ዘለዉ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት 'ግዜ መግዝኢ' እዮም ክብል ዶክተር ደብረጽዮን ተዛሪቡ። ኣብቲ ክልል ናይ መኸተ ምድላዋት ሓይሉ ከም ዝቕጽል ውን ኣፍሊጡ። ኣብ ትግራይ "ግፋ ደው ይበል፡ ሰላም ይንገስ" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣንጻር ንትግራይ ዘመሓድር ዘሎ መሪሕነት ሰልፊ ተኻይዱ።
Check out our podcast collection here