SKIP TO MAIN CONTENT

ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ 170 ኪ.ሜ ዶብ ኢትዮጵያ ጥሒሶም መደበር ዕደና ወርቂ ከምዝተቘጻጸሩ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንዝኽሪ ሰማእታት ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ብር ኣወፍዮም። ቤት-ትምህርቲ ተሓጋገዝቲ ነርስ መንደፈራ፡ 147 ተመሃሮ ብሰርትፍኬት ኣመሪቓ። ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ “ትግራይ ምስ ኢትዮጵያ ትገብሮ ዝርርብ ሰፊሕ ውክልና ክህልዎ” ጸዊዖም። ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ብወገኑ ኩሉ ዝምልከቶ ዝብል መልሲ ሂቡ። ኣብ ዓፋር ሰመራ ዝተኣስሩ ብኣሻሓት ዝቑጸሩ ተጋሩ ብተለባዒ ሕማም ከም ዝተጠቕዑ ተገሊጹ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንዝኽሪ ሰማእታት ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ብር ኣወፍዮም። ቤት-ትምህርቲ ተሓጋገዝቲ ነርስ መንደፈራ፡ 147 ተመሃሮ ብሰርትፍኬት ኣመሪቓ። ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ “ትግራይ ምስ ኢትዮጵያ ትገብሮ ዝርርብ ሰፊሕ ውክልና ክህልዎ” ጸዊዖም። ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ብወገኑ ኩሉ ዝምልከቶ ዝብል መልሲ ሂቡ። ኣብ ዓፋር ሰመራ ዝተኣስሩ ብኣሻሓት ዝቑጸሩ ተጋሩ ብተለባዒ ሕማም ከም ዝተጠቕዑ ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now