Source: Getty Imagesኣርእስታት ጸብጻብ፥ መስመር ባቡር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ዓመት 26 ሚልዮን ብር ምኽሳሩ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ናብ 20 ዝጽግዑ ሰብሞያ ሚድያ ከም ዝኣሰረት ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊጹ። ኣብ ኤርትራ ብውሕዱ 17 ኣመንቲ ወንጌላውያን ኣብያተ-ክርስትያን ተኣሲሮም ተባሂሉ። ኣብ ኣስመራ ሕጽረት መሰረታዊ ቀረባት ከም ዘሎ ዘሎ ተገሊጹ።
ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መስመር ባቡር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ዓመት 26 ሚልዮን ብር ምኽሳሩ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ናብ 20 ዝጽግዑ ሰብሞያ ሚድያ ከም ዝኣሰረት ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊጹ። ኣብ ኤርትራ ብውሕዱ 17 ኣመንቲ ወንጌላውያን ኣብያተ-ክርስትያን ተኣሲሮም ተባሂሉ። ኣብ ኣስመራ ሕጽረት መሰረታዊ ቀረባት ከም ዘሎ ዘሎ ተገሊጹ።