Credit: Timon Reinhard/Unsplashኤርትራ ሃገራዊ ዓውደ መጽናዕቲ ውሕስነት መግቢ ከም ዘሳለጠት ተሓቢሩ። ውድብ ናፅነት ትግራይ ፖሊሲ-ባዶባዶ ዝተብሃለ ኣማራጺ ምድሓን ብሄረ ትግራይን ምትካል መንግስትን ኣቕሪቡ። ሎሚ ሰኑይ መኽፈቲ መደረ ዘስምዓ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ንሓደ ዓመት ዝኣክል ስቕታ ከም ዝመራጻ ገሊጸን። ኢትዮጵያ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ብዝሒ እሱራት ዝርከቡላ ሃገር ተባሂላ ኣብ 3ይ ደረጃ ከምዝተሰርዐት ተሓቢሩ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኤርትራ ሃገራዊ ዓውደ መጽናዕቲ ውሕስነት መግቢ ከም ዘሳለጠት ተሓቢሩ። ውድብ ናፅነት ትግራይ ፖሊሲ-ባዶባዶ ዝተብሃለ ኣማራጺ ምድሓን ብሄረ ትግራይን ምትካል መንግስትን ኣቕሪቡ። ሎሚ ሰኑይ መኽፈቲ መደረ ዘስምዓ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ንሓደ ዓመት ዝኣክል ስቕታ ከም ዝመራጻ ገሊጸን። ኢትዮጵያ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ብዝሒ እሱራት ዝርከቡላ ሃገር ተባሂላ ኣብ 3ይ ደረጃ ከምዝተሰርዐት ተሓቢሩ።