SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝፍጸሙ ገበናት ንምክልኻል ብዕቱብ ከም ትሰርሕ ገሊጻ። (ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣመሪካ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኪኣ። ፍሉይ ልኡኽ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኦሊሰጉን ኦባሳንጆ ኲናት ትግራይ ንምፍታሕ እወታዊ ለውጥታት ከም ዘለዉ ተዛሪቦም። ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ፡ መድሃኒትን ናውቲ ሕክምናን ዘጠቓልል ሓገዝ፡ ካብ ቻይና ከም ዝረኸበ ሓቢሩ። ኣብ ትግራይ ዝዓበየ ሆስፒታል ዓይደር ስርሑ ኣቋሪጹ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣመሪካ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኪኣ። ፍሉይ ልኡኽ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኦሊሰጉን ኦባሳንጆ ኲናት ትግራይ ንምፍታሕ እወታዊ ለውጥታት ከም ዘለዉ ተዛሪቦም። ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ፡ መድሃኒትን ናውቲ ሕክምናን ዘጠቓልል ሓገዝ፡ ካብ ቻይና ከም ዝረኸበ ሓቢሩ። ኣብ ትግራይ ዝዓበየ ሆስፒታል ዓይደር ስርሑ ኣቋሪጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now