Source: Getty Imagesቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዑደት ስራሕ ናብ ናይጄሪያ ገይሾም። ሩሲያ ንህሉዉ ምዕባለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዕምቆት ትከታተሎ ከም'ዘላ ንናጽነት ኤርትራ ኣመልኪታ ኣብ ዘውጸኣቶ መግለጺ ሓቢራ። ሰብመዚ ኢትዮጵያ ነቶም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ጋዜጠኛታትን ኣካላት ሚድያን ክፍትሕዎም መሰል ጋዜጠኛታት ሲፒጄ ሓቲቱ። ሃለዋት ልዕሊ 70 ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ዘጋጠሞም ስደተኛታት ጠፊኡ። ስርዓት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ታሪኽ ዘይርስዖ ገበን ጆኖሳይድ ፈጺሙ እዩ። ብወገን ትግራይ ፀረ ናጽነት ኤርትራ ዝግበር ወፍሪ ግና የለን" ክብሉ ዶክተር ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ተዛሪቦም
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዑደት ስራሕ ናብ ናይጄሪያ ገይሾም። ሩሲያ ንህሉዉ ምዕባለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዕምቆት ትከታተሎ ከም'ዘላ ንናጽነት ኤርትራ ኣመልኪታ ኣብ ዘውጸኣቶ መግለጺ ሓቢራ። ሰብመዚ ኢትዮጵያ ነቶም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ጋዜጠኛታትን ኣካላት ሚድያን ክፍትሕዎም መሰል ጋዜጠኛታት ሲፒጄ ሓቲቱ። ሃለዋት ልዕሊ 70 ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ዘጋጠሞም ስደተኛታት ጠፊኡ። ስርዓት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ታሪኽ ዘይርስዖ ገበን ጆኖሳይድ ፈጺሙ እዩ። ብወገን ትግራይ ፀረ ናጽነት ኤርትራ ዝግበር ወፍሪ ግና የለን" ክብሉ ዶክተር ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ተዛሪቦም