SKIP TO MAIN CONTENT

"ሃለዋት ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ክፈልጥ ከም ዘይከኣለ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓቢሩ፣ (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland Report
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ሃለዋት ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ክፈልጥ ከም ዘይከኣለ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓቢሩ፣ ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ኣሜሪካ ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ደጊሙ ሓቲቱ፣ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከይረአ ብሃገራት ኣፍሪቃ ተቓውሞ ዝገጥሞ ዘሎ ጉዳይ ትግራይ ሓሙስ ንሳልሳይ ጊዜ ዕጹው ኣኼባ ክካየደሉ እዩ፣ ሱዳንን ግብጽን ናይ ሓባር ስግኣተን ንምምካት ወተሃደራዊ ስምምዕ ፈጺመን፣ ዓበይቲ መርከብ ውግእ ኣሜሪካ ሱዳን ኣትያ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ሃለዋት ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ክፈልጥ ከም ዘይከኣለ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓቢሩ፣ ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ኣሜሪካ ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ደጊሙ ሓቲቱ፣ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከይረአ ብሃገራት ኣፍሪቃ ተቓውሞ ዝገጥሞ ዘሎ ጉዳይ ትግራይ ሓሙስ ንሳልሳይ ጊዜ ዕጹው ኣኼባ ክካየደሉ እዩ፣ ሱዳንን ግብጽን ናይ ሓባር ስግኣተን ንምምካት ወተሃደራዊ ስምምዕ ፈጺመን፣ ዓበይቲ መርከብ ውግእ ኣሜሪካ ሱዳን ኣትያ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now