SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ካብ ግንባራት መኸተ ዝነቐለት ሽግ ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ሰፈር ልምዓት ድሙቕ ኣቀባብላ ከም ዝተገብረላ ተሓቢሩ። ኤርትራ: ኣብቲ ውዕሊ ዝርከብ ብይን ዶብ ብዘይቅድመ ኩነት ክትግበር ክትሓተሉ ዝጸንሐት ምዃና ይፍለጥ። ኤርትራ፡ ክሳዕ ሕጂ ንህዝባ፡ ክታበት ኮሮናቫይረስ ምሃብ ብዘይምጅማራ ከም ዝተሻቐለ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ንዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ካብ ገዝኡ ምስ ወፅአ ዘይተመለሰ ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ፡ ኣብ ባህርዳር ከም ዝተኣስረ ተፈሊጡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ካብ ግንባራት መኸተ ዝነቐለት ሽግ ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ሰፈር ልምዓት ድሙቕ ኣቀባብላ ከም ዝተገብረላ ተሓቢሩ። ኤርትራ: ኣብቲ ውዕሊ ዝርከብ ብይን ዶብ ብዘይቅድመ ኩነት ክትግበር ክትሓተሉ ዝጸንሐት ምዃና ይፍለጥ። ኤርትራ፡ ክሳዕ ሕጂ ንህዝባ፡ ክታበት ኮሮናቫይረስ ምሃብ ብዘይምጅማራ ከም ዝተሻቐለ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ንዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ካብ ገዝኡ ምስ ወፅአ ዘይተመለሰ ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ፡ ኣብ ባህርዳር ከም ዝተኣስረ ተፈሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now