ልዝብ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ምስ ምክትል ርእሰ ምምህዳር ትግራይ፡ ኣብ ሞያሌ ዝተወልዐ ጎንፂ ህይወት 19 ሰባት ቀዝፉ 102 ሰባት ኣቑሲሉ፡ ኢህወደግ ነቶም ኣብ ብልሽውና ዝጠሓሉ ምእራይ ክቅፅለሉ እየ ከም ዝበለ፡ ምወላ ገንዘብ ንፈንድ ሰላም ኣፍሪካን ኣብ ዞባ ምብራቅ ኣፍሪካ ዘድሃበ መደረ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድን ዝብሉን ካልኦትን ዝድህስስ ትሕዝቶ እዩ።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

