SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንትግራይ በጀት ሰሊዑ። ኣሜሪካ፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ክቀላጠፍ ንዝጸዓሩ ሞጒሳ። (ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣብ ትግራይ ዘሎ ረሃብ ብኣዋጅ ኮይኑ ከይቃላዕ ዝተኸልከለ ከም ዝተኸልከለ ተገሊጹ። መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ምምሕያሽ ከም ዘየምጸአ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ካናዳ፣ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝወለዐ ኲናት መኣድናት ንምዕዳን ከም ዕድል ከም ዝወሰደቶ ሞሊቑ ዝወጸ ሰነድ ኣቃሊዑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ትግራይ ዘሎ ረሃብ ብኣዋጅ ኮይኑ ከይቃላዕ ዝተኸልከለ ከም ዝተኸልከለ ተገሊጹ። መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ምምሕያሽ ከም ዘየምጸአ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ካናዳ፣ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝወለዐ ኲናት መኣድናት ንምዕዳን ከም ዕድል ከም ዝወሰደቶ ሞሊቑ ዝወጸ ሰነድ ኣቃሊዑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now