SKIP TO MAIN CONTENT

ሕብረት ኣፍሪቃ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ውግእ ንምፍታሕ ተወሰኽቲ ሰብሞያ ከም ዘዋፍር ገሊጹ። (ካብ ሓጸርቲ ዜናታት)

Homeland News
Source: Getty Images

ሓጸርቲ ዜናታት፥ ብምክትል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ መቐለ ኣትዩ። ሕብረት ኣፍሪቃ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ውግእ ንምፍታሕ ተወሰኽቲ ሰብሞያ ከም ዘዋፍር ገሊጹ። ድሕሪ 10 ዓመታት ኣብ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተሳተፈ ልኡኽ ኤርትራ እቲ ሕብረት ኣብ ዝሓለፉ "20 ዓመታት ዘምጽኦ ፋይዳ የለን " ብምባል ኣብ መደረኡ ወቒሱ። ኦሮቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ትግራይ ካብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ላዕለዋይ ቤትጽሕፈት ዝተፈልየ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ከም ዘቖመት ኣፍሊጣ። መንግስቲ ክልል ዓፋር ሰራዊት ትግራይ ምስ ጁቡቲ ዘራኽብ መስመር ኢትዮ-ጁቡቲ ንምቑራጽ ናብ ሰርዶ ይግስግስ ኣሎ ክብል ከሲሱ። ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ዜናታት፥ ብምክትል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ መቐለ ኣትዩ። ሕብረት ኣፍሪቃ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ውግእ ንምፍታሕ ተወሰኽቲ ሰብሞያ ከም ዘዋፍር ገሊጹ። ድሕሪ 10 ዓመታት ኣብ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተሳተፈ ልኡኽ ኤርትራ እቲ ሕብረት ኣብ ዝሓለፉ "20 ዓመታት ዘምጽኦ ፋይዳ የለን " ብምባል ኣብ መደረኡ ወቒሱ። ኦሮቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ትግራይ ካብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ላዕለዋይ ቤትጽሕፈት ዝተፈልየ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ከም ዘቖመት ኣፍሊጣ። መንግስቲ ክልል ዓፋር ሰራዊት ትግራይ ምስ ጁቡቲ ዘራኽብ መስመር ኢትዮ-ጁቡቲ ንምቑራጽ ናብ ሰርዶ ይግስግስ ኣሎ ክብል ከሲሱ። ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now