SKIP TO MAIN CONTENT

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ዘይተኸፍሎ 2.5 ሚልዮን ዶላር ከውሃቦ ይጽዕር ከም ዘሎ ገሊጹ። (ጸብጻብ)

Radio telescopes - Tigrinya.jpg

ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት 2.4 ቢልዮን ዶላር ብኲናት ትግራይ ዝዓነወ ከባቢታት ንምህናጽ ሰሊዑ። ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቚቦም ንዝጸንሑ ስደተኛታት ዝወሃብ ዝነበረ ሓገዝ መግቢ ብምቁራጹ ኣብ ፀገም ከም ዝወደቑ ተሓቢሩ። ጃፓን ብሰንኪ እቲ ኩናት ዝዓነዉ ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ 8 ነጥቢ 1 ሚልየን ዶላር ደገፍ ሂባ። ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መቐለ ዑደት ኣካይዱ ኣሎ። ምምሕዳር ትግራይ ወፍሪ ኢንቨስትመንት ኣብ ትግራይ ዘተባብዑ ስጉምትታት ክውሰዱ ሓቲቱ።

Published

Presented by Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት 2.4 ቢልዮን ዶላር ብኲናት ትግራይ ዝዓነወ ከባቢታት ንምህናጽ ሰሊዑ። ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቚቦም ንዝጸንሑ ስደተኛታት ዝወሃብ ዝነበረ ሓገዝ መግቢ ብምቁራጹ ኣብ ፀገም ከም ዝወደቑ ተሓቢሩ። ጃፓን ብሰንኪ እቲ ኩናት ዝዓነዉ ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ 8 ነጥቢ 1 ሚልየን ዶላር ደገፍ ሂባ። ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መቐለ ዑደት ኣካይዱ ኣሎ። ምምሕዳር ትግራይ ወፍሪ ኢንቨስትመንት ኣብ ትግራይ ዘተባብዑ ስጉምትታት ክውሰዱ ሓቲቱ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now