መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ትግራይ ዝምልከት ኣብ ዓለም ዝቃላሕ ዘሎ ሓበሬታት ኣማሪሩ። (ካብ ጸብጻባት)05:25ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (8.41MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: EUኣርእስታት ጸብጻብ፥ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ትግራይ ዝረኣዮ ኩነታት ዘሻቕል ቅልውላው ክብል ገሊጹዎ። ኣብ ቤን ሻንጉል ብዘሎ ኩነታት ብኣሻሓት ዝቑጸሩ ሰባት ናብ ሱዳን ተሰዲዶም። ኢትዮጵያ ሱዳን ካብቲ ሒዛቶ ዘላ መሬት ከይወጸት ዘተ ኣይገብርን ትብል ሱዳን ካብቲ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳን ዝሓዘቶ ከምዘይትወጽእ ኣፍሊጣ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (8.41MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 25 February 2021 8:22amSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareኣርእስታት ጸብጻብ፥ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ትግራይ ዝረኣዮ ኩነታት ዘሻቕል ቅልውላው ክብል ገሊጹዎ። ኣብ ቤን ሻንጉል ብዘሎ ኩነታት ብኣሻሓት ዝቑጸሩ ሰባት ናብ ሱዳን ተሰዲዶም። ኢትዮጵያ ሱዳን ካብቲ ሒዛቶ ዘላ መሬት ከይወጸት ዘተ ኣይገብርን ትብል ሱዳን ካብቲ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳን ዝሓዘቶ ከምዘይትወጽእ ኣፍሊጣ።ShareLatest podcast episodes51:01ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode51 minutes 1 second09:07ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode9 minutes 7 seconds08:34" መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕሊ ትግራይ ቅሉዕ ኲናት ወሊዑ'ሎ።" ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ትግራይ።podcast episode8 minutes 34 seconds12:26ብኣማኢት ኣሽሓት ንዝቝጸሩ ሰባት ሓገዝ ክስእኑ ከግብር ዝኽእል፡ ዝተመሓየሸ ሓድሽ ሕጊ NDIS ጸዲቑ ።podcast episode12 minutes 26 seconds