SKIP TO MAIN CONTENT

ኤርትራ፡ ናይ ኮቪድ ዕጽዋ ዳግም ተትርር። (ሓጸርቲ ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ኤርትራ ወተሃደራታ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤንሻንጉል ጉምዝን ተዋፊሮም ኣብ ልዕሊ ሲቪላውያን ዓመጽ ይፍጽሙ ኣለው ንዝብል ክሲ ኣብ ትጽገሉ እዋን ፤ ሰራዊት ኤርትራ ካብቶም ቦታታት ይውጽኡ ዝብል ጎስጓስ ተወለድቲ ኦሮም ተጀሚሩ። ባይቶ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ 26.4 ቢልዮን ብር ወሰኽ ዘለዎ ሓዱሽ በጀት ኣጽዲቑ። ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ኤርትራ ወተሃደራታ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤንሻንጉል ጉምዝን ተዋፊሮም ኣብ ልዕሊ ሲቪላውያን ዓመጽ ይፍጽሙ ኣለው ንዝብል ክሲ ኣብ ትጽገሉ እዋን ፤ ሰራዊት ኤርትራ ካብቶም ቦታታት ይውጽኡ ዝብል ጎስጓስ ተወለድቲ ኦሮም ተጀሚሩ። ባይቶ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ 26.4 ቢልዮን ብር ወሰኽ ዘለዎ ሓዱሽ በጀት ኣጽዲቑ። ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now