ኤርትራ ንክሲ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ነጺጋቶ።

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ሕብረት ኣውሮፓ ብኲናት ዝተጎድአ ሕርሻ ትግራይ ንምሕጋዝ ከምዝሰርሕ ገሊፁ። ቻይና ኣብ ትግራይ ኣብ ቀረባት ማይን መስመር ባቡር ሓዊሱ ብቻይና ዝድገፉ ፕሮጄክቲታት ዳግም ንምጅማር ድሌት ከምዘለዋ ኣነጺራ። መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 95 ሚልዮን ዶላር ዕዳ ብቕልጡፍ ክኸፍል ተሓቲቱ። ኤርትራ ንክሲ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ነጺጋቶ።
Share