SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ምዕራብ ትግራይ ምጥፋእ ዓሌት ዝርከቦም ሰፋሕቲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ከም ዝተፈጸሙ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ህዩማን ራይትስ ዎችን ጸብጺቦም። (ካብ ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ካልኦት ኣርእስታት ዜና፥ ኢትዮጵያ ዝወጠነቶ ምህናጽ ሓይሊ ባሕሪ ካብ ፈረንሳይ ናብ ሩስያ ተሰጋግሮ ከም ዘላ ተሰሚዑ። ብልጽግና ውሽጣዊ ፍሕፍሑ ህዝብታት ኦሮሞን ኣምሓራን ንምግራጫው ካብ ምድፋእ ክዕቀብ ባልደራስን ኣብንን ዝተብሃሉ ሰልፍታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሓቲቶም። እቲ መግለጺ: መንግስቲ ኦሮምያ ንመንግስቲ ኣምሓራ ዝኸስስ መግለጺ ምስ ኣውጽአ ዝሰዓበ እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካልኦት ኣርእስታት ዜና፥ ኢትዮጵያ ዝወጠነቶ ምህናጽ ሓይሊ ባሕሪ ካብ ፈረንሳይ ናብ ሩስያ ተሰጋግሮ ከም ዘላ ተሰሚዑ። ብልጽግና ውሽጣዊ ፍሕፍሑ ህዝብታት ኦሮሞን ኣምሓራን ንምግራጫው ካብ ምድፋእ ክዕቀብ ባልደራስን ኣብንን ዝተብሃሉ ሰልፍታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሓቲቶም። እቲ መግለጺ: መንግስቲ ኦሮምያ ንመንግስቲ ኣምሓራ ዝኸስስ መግለጺ ምስ ኣውጽአ ዝሰዓበ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now