SKIP TO MAIN CONTENT

ኮሌጃት ኤርትራ ከምህራኦም ዝጸንሓ ተመሃሮ የመርቓ (ካብ ጸብጻባት)

Homeland Report
Source: Twitter YT

ኣርእስታት ጸብጻብ፡ @5% ካብቲ ኢትዮጵያ ክትረኽቦ ዝውጠነቶ ምህርቲ ሕርሻ ብኣንበጣ ተበሊዑ ክብል ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ተዛሪቡ። @ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ማእከል ካብ ዘለዋ 22 ወረዳታት ኣብተን 16 ኣንበጣ ኣትዩ ፤ ብደቡብ ምብራቕ ትግራይ ካብ ዓፋር ዝኣቱ ክንፊ ዘየውጸአ ዕስለ ከኣ ስግኣት ኮይኑ ኣሎ ተባሂሉ። @ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ዝዘለቑ ዕስለ ኣንበጣ ብምጭፍጫፍ ኣብ ኣእካል መጉዳእቲ ከም ዘጓነፈ ሓቢራ።ሉ። @ኮሚሽን ዕርቀሰላም ኢትዮጵያ መንግስቲ ፌደራል ምስ መንግስቲ ክልል ትግራይ ንምዕራቕ ኣብ ዝገበሮ ጻዕሪ ዘቐምጡዎ ቅድመ ኩነት ከም ዘጸገሞ ይገልጽ። @ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 30 ሰባት ምቕታሎም ስዒቡ ልዕሊ 1500 ሰባት ተመዛቢሎም ዝተረፉ ከኣ ስግኣት ኣንጸላልዩዎም ከም ዘሎ ይገልጹ ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ኣሎና።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፡ @5% ካብቲ ኢትዮጵያ ክትረኽቦ ዝውጠነቶ ምህርቲ ሕርሻ ብኣንበጣ ተበሊዑ ክብል ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ተዛሪቡ። @ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ማእከል ካብ ዘለዋ 22 ወረዳታት ኣብተን 16 ኣንበጣ ኣትዩ ፤ ብደቡብ ምብራቕ ትግራይ ካብ ዓፋር ዝኣቱ ክንፊ ዘየውጸአ ዕስለ ከኣ ስግኣት ኮይኑ ኣሎ ተባሂሉ። @ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ዝዘለቑ ዕስለ ኣንበጣ ብምጭፍጫፍ ኣብ ኣእካል መጉዳእቲ ከም ዘጓነፈ ሓቢራ።ሉ። @ኮሚሽን ዕርቀሰላም ኢትዮጵያ መንግስቲ ፌደራል ምስ መንግስቲ ክልል ትግራይ ንምዕራቕ ኣብ ዝገበሮ ጻዕሪ ዘቐምጡዎ ቅድመ ኩነት ከም ዘጸገሞ ይገልጽ። @ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 30 ሰባት ምቕታሎም ስዒቡ ልዕሊ 1500 ሰባት ተመዛቢሎም ዝተረፉ ከኣ ስግኣት ኣንጸላልዩዎም ከም ዘሎ ይገልጹ ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ኣሎና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now