SKIP TO MAIN CONTENT

ለውጢ ክግበር ምርድዳእ ተገይሩሎ፣ ዝኾነ ምትዕርራይ ይኹን ዝተጣየሰ ካቢነ ግን የለን - ህወሓት

Homeland Report
Source: Getty

ጸብጻባት ዜና * ጸሓፊ ክፍሊ ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ከም ዝተመያየጡ ተገሊጹ፣ * ሰብመዚ ትግራይ ኣብ ለውጢ ዘድሃበ ኣኼባ የካይዱ ከም ዘለዉ ገሊጾም፣ * ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ሊቃነ ጳጳሳት ናብ ኢትዮጵያ ክኣትዉ ጸዊዓ፣ * ኢትዮጵያ ን21.2 ሚሊየን ኣብ ዓጸቦ ንዝርከቡ ዜጋታታ ዝውዕል ሓገዝ ክግበረላ ተማሕጺና፣ * ቀሊል መስመር ባቡር ኣዲስ ኣበባ ንምጽጋን 60 ሚልዮን ዶላር ሓቲቱ፣

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ጸብጻባት ዜና * ጸሓፊ ክፍሊ ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ከም ዝተመያየጡ ተገሊጹ፣ * ሰብመዚ ትግራይ ኣብ ለውጢ ዘድሃበ ኣኼባ የካይዱ ከም ዘለዉ ገሊጾም፣ * ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ሊቃነ ጳጳሳት ናብ ኢትዮጵያ ክኣትዉ ጸዊዓ፣ * ኢትዮጵያ ን21.2 ሚሊየን ኣብ ዓጸቦ ንዝርከቡ ዜጋታታ ዝውዕል ሓገዝ ክግበረላ ተማሕጺና፣ * ቀሊል መስመር ባቡር ኣዲስ ኣበባ ንምጽጋን 60 ሚልዮን ዶላር ሓቲቱ፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now