ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታቶም፥ ምፍታሕ ዕጥቂ ሰራዊት ትግራይ ከቢድ ተቓውሞ ገጢሙዎ። መንግስቲ ኢትዮጵያን ንኣፈታትሓ እቲ ዕጥቂ ዝምልከት ዝርርብ ኣብ ኬንያ ከም ዝካየድ ገሊጹ ኣሎ። ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ንሓንቲ ካብ ፖለቲካዊ ጽልዋ ዘሕድራ ከተማታት ኦሮምያ ዝኾነት ነቀምት ተቖጻጺሩ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ንክፍሊት 2% ካብ ዳያስፖራ ኣመልኪቱ ዝቐረበሉ ክሲ ነጺጉዎ።
Share

Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Share this with family and friends
