Credit: Timon Reinhard/Unsplashኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ፡ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምምሕያሽ ዝተገብረ ጻዕርታት ከም ዝፈሸለ ገሊጹ። ሚንስተር ዜና ብወገኑ ኤርትራ ባሕራዊ ግዝኣታን ዘይግሰስ ልኡላዊ መሰላትን ንሓራጅ ከተቕርቦ ድልውቲ ኣይኮነትን ዝብል ምላሽ ሂቡ። ብተዛማዲ ሓበሬታ ሓይሊ ባሕሪ #ኢትዮጵያ "ስርሒታዊ ዓቕሚ" ንምዕባይ ስልጠና ንጡፋት ጀላቡ የካይድ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ። ናይ ትግራይ ሓዊስካ ኣብ ካልኦት ከባቢታት ዝተመዛበሉ ሰባት ናብ ዓድታቶም ክምለሱ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ፀዊዑ። ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ብሰላማዊ መንገዲ ንምርግጋፅ ከምዝስራሕ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ሌ/ጀነራል ፍሰሃ ኪዳኑ ተዛሪቡ ምምሕዳር ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ 36 ሃገራት ኣብ ዝርዝር እገዳ መገሻታቱ ክውስኽ መደብ ከምዘለዎ ገሊጹ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ፡ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምምሕያሽ ዝተገብረ ጻዕርታት ከም ዝፈሸለ ገሊጹ። ሚንስተር ዜና ብወገኑ ኤርትራ ባሕራዊ ግዝኣታን ዘይግሰስ ልኡላዊ መሰላትን ንሓራጅ ከተቕርቦ ድልውቲ ኣይኮነትን ዝብል ምላሽ ሂቡ። ብተዛማዲ ሓበሬታ ሓይሊ ባሕሪ #ኢትዮጵያ "ስርሒታዊ ዓቕሚ" ንምዕባይ ስልጠና ንጡፋት ጀላቡ የካይድ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ። ናይ ትግራይ ሓዊስካ ኣብ ካልኦት ከባቢታት ዝተመዛበሉ ሰባት ናብ ዓድታቶም ክምለሱ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ፀዊዑ። ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ብሰላማዊ መንገዲ ንምርግጋፅ ከምዝስራሕ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ሌ/ጀነራል ፍሰሃ ኪዳኑ ተዛሪቡ ምምሕዳር ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ 36 ሃገራት ኣብ ዝርዝር እገዳ መገሻታቱ ክውስኽ መደብ ከምዘለዎ ገሊጹ።
Check out our podcast collection here