Source: Twitter YTዑደት ላዕለዎት ኣዘዝቲ ወታሃደራ ኤርትራ ኣብ ሱዳን ፈላማይ ዙር ምምላእ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ዑደት ቀ/ሚ ኣብይ ኣብ ኤርትራ ካልእ ልእኽቶ ከምዘይብሉን ምርጫ ትግራይ ከም ዘየሻቕሎ መንግስቲ ፌዴራል ገሊጹ፡፡ ሬድዮ ፋና ጨንፈር መቐለ ተዓጽዩ። ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውሊያይ ካብ ሲቪላዊ ኣማሓዳሪ ናብ ወተሃደራዊ ኣዛዚ።
ዑደት ላዕለዎት ኣዘዝቲ ወታሃደራ ኤርትራ ኣብ ሱዳን ፈላማይ ዙር ምምላእ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ዑደት ቀ/ሚ ኣብይ ኣብ ኤርትራ ካልእ ልእኽቶ ከምዘይብሉን ምርጫ ትግራይ ከም ዘየሻቕሎ መንግስቲ ፌዴራል ገሊጹ፡፡ ሬድዮ ፋና ጨንፈር መቐለ ተዓጽዩ። ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውሊያይ ካብ ሲቪላዊ ኣማሓዳሪ ናብ ወተሃደራዊ ኣዛዚ።