SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣብ ልዕሊ ትግራይ ንዝተፈጸመ ምጽናት ዓሌት ካብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ካልኦትን ካሕሳ ክንሓትት ኢና።" ፕ/ትግራይ ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል።

Homeland News
Debretsion Ghebremichael Source: Tigray Tv

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ድሕሪ ውድቀት እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ መንግስቲ ህዝቢ ትግራይ መሰል ርእሰውሳኡ ዘድምጸሉን ፍሉያት ጉዳያት ትግራይ ዝረኣዩሉን ጊዝያዊን መሰጋገሪን መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ክምስረት ዝርርብ ከም ዝተገብረሉ እውን ገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝተወለዐ ኩናት " ውጽኢት ውድቀት ፖለቲካ እዩ።" ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኦሊሴንጎን ኦባሳንጆ። ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ ብቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ድሕሪ ውድቀት እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ መንግስቲ ህዝቢ ትግራይ መሰል ርእሰውሳኡ ዘድምጸሉን ፍሉያት ጉዳያት ትግራይ ዝረኣዩሉን ጊዝያዊን መሰጋገሪን መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ክምስረት ዝርርብ ከም ዝተገብረሉ እውን ገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝተወለዐ ኩናት " ውጽኢት ውድቀት ፖለቲካ እዩ።" ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኦሊሴንጎን ኦባሳንጆ። ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ ብቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now