Credit: Timon Reinhard/Unsplashብፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢጣሊያ ኣትዩ፡ ኣብ ትግራይን ዓፋርን 5.3 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝተሰምዐ ተገሊጹ; ኣብ ዓፋር ህይወት ሓደ ሰብ ኣሕሊፉ ፤ ናይ ኣስታት 43 ሺሕን ሰባት ገዛ ኣዕንዩ። ቀይሕ መስቀል ኣብ ሰሜናዊ ወሎ ብሓይልታት ፋኖ ውጕኣት ወተሃደራት መንግስቲ ከም ዝተቐበለ ኣፍሊጡ። ጕጅለ ኤርትራውያን ምሁራት፡ ኢትዮጵያ ኣብ ልኡላውነት ኤርትራ ትገብሮ ዘላ ዝበሉዎ ስግኣት ደው ክተብል ጸዊዖም። ግብጺ ብጉዳይ ኣባይ ውሕስነት ማይ ንምርግጋጽ ኣድላዪ ስጉምትታት ክትወስድ’ያ ክብል ፕረዚደንት ኣል-ሲሲ ኣጠንቂቑ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ብፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢጣሊያ ኣትዩ፡ ኣብ ትግራይን ዓፋርን 5.3 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝተሰምዐ ተገሊጹ; ኣብ ዓፋር ህይወት ሓደ ሰብ ኣሕሊፉ ፤ ናይ ኣስታት 43 ሺሕን ሰባት ገዛ ኣዕንዩ። ቀይሕ መስቀል ኣብ ሰሜናዊ ወሎ ብሓይልታት ፋኖ ውጕኣት ወተሃደራት መንግስቲ ከም ዝተቐበለ ኣፍሊጡ። ጕጅለ ኤርትራውያን ምሁራት፡ ኢትዮጵያ ኣብ ልኡላውነት ኤርትራ ትገብሮ ዘላ ዝበሉዎ ስግኣት ደው ክተብል ጸዊዖም። ግብጺ ብጉዳይ ኣባይ ውሕስነት ማይ ንምርግጋጽ ኣድላዪ ስጉምትታት ክትወስድ’ያ ክብል ፕረዚደንት ኣል-ሲሲ ኣጠንቂቑ።
Check out our podcast collection here