Source: Getty Imagesሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ዕጡቓት መንግስትን ተቓወምቲን ሶማልያ ኣብ ሞቓድሾ ኣብ ዝዋግኡሉ ዕለት ፤ ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ እታ ሃገር ወረቐት ሓዱሽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ከም ዝተቐበለ ይገልጽ። 12 ካብቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ውግእ ነፍሶም ንምድሓን ናብ ኬንያ ዝኣተዉ ሰባት 6 ኣዋርሕ ማእሰርትን ምጥራዝን ተበይኑሎም። ሱዳን ብዘይቪዛ ንዝኣተወ ዜጋ ወጻኢ ናብ ካልእ ሃገር ዘውጽኦ ቪዛ ምዕዳል ደው ከም ዘበለት ኣፍሊጣ። ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።
ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ዕጡቓት መንግስትን ተቓወምቲን ሶማልያ ኣብ ሞቓድሾ ኣብ ዝዋግኡሉ ዕለት ፤ ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ እታ ሃገር ወረቐት ሓዱሽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ከም ዝተቐበለ ይገልጽ። 12 ካብቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ውግእ ነፍሶም ንምድሓን ናብ ኬንያ ዝኣተዉ ሰባት 6 ኣዋርሕ ማእሰርትን ምጥራዝን ተበይኑሎም። ሱዳን ብዘይቪዛ ንዝኣተወ ዜጋ ወጻኢ ናብ ካልእ ሃገር ዘውጽኦ ቪዛ ምዕዳል ደው ከም ዘበለት ኣፍሊጣ። ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።