Credit: Timon Reinhard/Unsplashዝምድና ህዝቢታት ትግራይን ኤርትራን ካልኦትን ዘጠናኽር እዩ ዝተብሃለ መድረኽ ኣብ መቐለ ተኻይዱ። ኤርትራ ተወሰኽቲ እሱራት ፈቲሓ። ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንዝመፅእ ሓፈሻዊ መረፃ ብዘይካ ትግራይ ኣብ ኩለን ክልላት መስርሕ ምዝገባ መረፅቲ ጀሚሩ። ኣርባዕተ ውድባት ትግራይ ዝጠመረ ሓዱሽ መድረኽ ፌደራል መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኣንቢሩዎ ዝበሎ"ወተሃደራዊ ከበባ" ከልዕሎ ማሕበረሰብ ዓለም ጸቕጢ ክገብር ጸዊዑ። ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ካብ ውድባዊ ሓላፍነቱ ተኣልዩ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ዝምድና ህዝቢታት ትግራይን ኤርትራን ካልኦትን ዘጠናኽር እዩ ዝተብሃለ መድረኽ ኣብ መቐለ ተኻይዱ። ኤርትራ ተወሰኽቲ እሱራት ፈቲሓ። ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንዝመፅእ ሓፈሻዊ መረፃ ብዘይካ ትግራይ ኣብ ኩለን ክልላት መስርሕ ምዝገባ መረፅቲ ጀሚሩ። ኣርባዕተ ውድባት ትግራይ ዝጠመረ ሓዱሽ መድረኽ ፌደራል መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኣንቢሩዎ ዝበሎ"ወተሃደራዊ ከበባ" ከልዕሎ ማሕበረሰብ ዓለም ጸቕጢ ክገብር ጸዊዑ። ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ካብ ውድባዊ ሓላፍነቱ ተኣልዩ።
Check out our podcast collection here