Source: Getty Imagesካብ ዉዱብ ሕቡራት ሀገራትን ካብ ካልእን ዝተረኽበ ሓገዝ ንነበርቲ ከተማ መቐለ ናይ መግቢ ሓገዝ ክዕደል ምዃኑ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይገልጽ። ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከር ስደተኛታት ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ሓገዝ ምሃብ ከምዝጅምር 'ኣራ' ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈንጀረ ቦምባ ጉድኣት ኣብጺሑ
ካብ ዉዱብ ሕቡራት ሀገራትን ካብ ካልእን ዝተረኽበ ሓገዝ ንነበርቲ ከተማ መቐለ ናይ መግቢ ሓገዝ ክዕደል ምዃኑ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይገልጽ። ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከር ስደተኛታት ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ሓገዝ ምሃብ ከምዝጅምር 'ኣራ' ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈንጀረ ቦምባ ጉድኣት ኣብጺሑ