ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ክልተ ዓለም-ለኻዊ መረጋገጺ ዘለዎም ክታበታት ሕማማት እንስሳታት ከምዘፍረየ ኣፍሊጡ።

Radio telescopes - Tigrinya.jpg

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ክልተ ዓለም-ለኻዊ መረጋገጺ ዘለዎም ክታበታት ሕማማት እንስሳታት ከምዘፍረየ ኣፍሊጡ። ኣብ ከተማ መቐለ ካብ 50 ክሳብ 60 ሽሕ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ሕ/ሰብ ክፈትሕ ትፅቢት ዝግበረሉ ሪልስቴት ክህነፅ ሰነድ ተፈሪሙ። ማእሰርቲ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ደው ክብል ኢሰመኮ ጸዊዑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣምሓራ 200 ዕጡቓት ከም ዝደምሰሰ ገሊጹ። ኣብ ከባቢ ዶብ ትግራይን ኤርትራን ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ክልተ ዓለም-ለኻዊ መረጋገጺ ዘለዎም ክታበታት ሕማማት እንስሳታት ከምዘፍረየ ኣፍሊጡ። | SBS Tigrinya