SKIP TO MAIN CONTENT

ዉሕ ሃገራትን ሕብረት ኣውሮጳን ንደብዳብ ነፈርቲ ኣብ ትግራይ ኮኒኖም፡ ሓይሊታት ትግራይ ድማ ነፋሪት ኣውዲቖም። (ካብ ጸብጻብ)

Homeland News
Relatives wait for the arrival of amburances outside the Ayder referral hospital in Mekele, the capital of Tigray region, Ethiopia, on 23 June, 2021. Source: Getty Images/AFP

ኣርእስታት፥ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ዶግዓ ተምቤን ፍሉይ ስሙ ተጎጋ ኣብ ዝበሃል ቦታ ኣብ ዕዳጋ ኣብ ልዕሊ ሲቪል ሰባት ዝተፈጸመ ደብዳብ ነፈርቲን ዝቖሰሉ ከይሕከሙ ወተሃደራት ዝፈጸሙዎ ዕጽዋ መገዲን ኮኒኖም። ሓይልታት ትግራይ ብወገኖም ኣብ ጽባሕ እቲ ደብዳብ ነፋሪት ከም ዝሓምሸሹ ጊጾም። ሱዳን፣ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ግድብ ኢትዮጵያ ኢዱ ክሓውስ ሓቲታ። ኮንግረስ ፌደራሊስት ኦሮሞ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ መረጻ ነጺጉ ናይ ሓባር መንግስቲ ክምስረት ጸዊዑ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት፥ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ዶግዓ ተምቤን ፍሉይ ስሙ ተጎጋ ኣብ ዝበሃል ቦታ ኣብ ዕዳጋ ኣብ ልዕሊ ሲቪል ሰባት ዝተፈጸመ ደብዳብ ነፈርቲን ዝቖሰሉ ከይሕከሙ ወተሃደራት ዝፈጸሙዎ ዕጽዋ መገዲን ኮኒኖም። ሓይልታት ትግራይ ብወገኖም ኣብ ጽባሕ እቲ ደብዳብ ነፋሪት ከም ዝሓምሸሹ ጊጾም። ሱዳን፣ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ግድብ ኢትዮጵያ ኢዱ ክሓውስ ሓቲታ። ኮንግረስ ፌደራሊስት ኦሮሞ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ መረጻ ነጺጉ ናይ ሓባር መንግስቲ ክምስረት ጸዊዑ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now