መንግስቲ ኣምሓራ ህወሓት ንስምምዕ ፕሪቶሪያ ጥሒሱ ራብዓይ ዙርያ ወራር ፈጺሙ ክብል ከሲሱ።

Radio telescopes - Tigrinya.jpg

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ግን ብሓይልታት ኣምሓራ ኣብተን ከባቢታት ዝቖመ ምምሕዳር ንምፍራስ ምስ መንግስቲ ፌደራል ስምምዕ ተገይሩ ይፍጸም ከም ዘሎ ኣፍሊጡ ኣሎ። ኣብ ምምሕዳር አዊ ዝተላዕለ ጎንጺ ኣብ ሲቪላት ሰባት ጉድኣት ምብጽሑ ነበርቲ ገሊጾም ኣብ ርእሰ ከተማ ፈረንሳይ ዝኾነት ፓሪስ ንመንግስቲ ኤርትራ ዘጓነየ ዋዕላ ጎረባብቲ ሃገራትን መሻርኽትን ሱዳን ተኻይዱ። ሚኒስተር ፋይናንስ ኢትዮጵያ ምስ ሓላፊት ዓለምለኻዊ ትካል ገንዘብ ዓለም ተራኺቡ ሓገዝ ወሃብቲ ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ንምብጻሕ 610 ሚልዮን ዶላር ንምሃብ ተመባጺኦም።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
መንግስቲ ኣምሓራ ህወሓት ንስምምዕ ፕሪቶሪያ ጥሒሱ ራብዓይ ዙርያ ወራር ፈጺሙ ክብል ከሲሱ። | SBS Tigrinya