Source: Getty Imagesኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝቐረበ ነቐፌታ ኣንጻር መሰል ርእሰ ምክልኻል ብምባል ተቓዊማቶ: መንግስቲ ትግራይ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዝዘራረብ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኬንያ ከም ዝሰድድ ኣፍሊጡ። ጥምረት ዕጡቓት ሓይልታት ጋምቤላን ኦሮሞን ፍርቂ ክፋላ ተቖጻጺሮምዋ ኣብ ዝነበሩ ርእሰከተማ ጋምቤላ ብውሑዱ 40 ሰባት ተቐቲሎም።
ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝቐረበ ነቐፌታ ኣንጻር መሰል ርእሰ ምክልኻል ብምባል ተቓዊማቶ: መንግስቲ ትግራይ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዝዘራረብ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኬንያ ከም ዝሰድድ ኣፍሊጡ። ጥምረት ዕጡቓት ሓይልታት ጋምቤላን ኦሮሞን ፍርቂ ክፋላ ተቖጻጺሮምዋ ኣብ ዝነበሩ ርእሰከተማ ጋምቤላ ብውሑዱ 40 ሰባት ተቐቲሎም።