ተዓዋታይ ዓመታዊ ሽልማት ጉማ ስነጥበባዊ ኢሳያስ ታደሰ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ነቲ ኣብ ትግራይ ይፍጸም ከም ዘሎ ዝግለጽ ገበን ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ኣመልኪቱ ካብ ዘስምዖ ዘረባ ክልል ሶማሌ ቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ዘላ ዝሰረዞ ናቑጣ መረጻ ዳግመ ግምት እንተዘይገይሩሉ ኣብ ሃገራዊ መረጻ እታ ሃገር ዘይክትሳተፍ ከም ትኽእል ክተጠንቅቕ ከላ ፤ እቲ ቦርድ ብግዲኡ ንሕቶ ናይታ ክልል ነጺግዎ ኣሎ።
Share






