SKIP TO MAIN CONTENT

ገለ ኤርትራውያን:ቢልዮነር ኢላን መስክ ኣብ ኤርትራ ኢንተርነት ክዝርግሐሎም ይምሕጸኑ ኣለዉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኢትዮጵያ ናይዚ ወርሒ ዝቕባበ ዋጋ መግብን ኣቑሑትን ካብቲ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ ወርሒ ብ49.9% ከም ዝወሰኸ ኤጀንሲ ስታስቲክስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት ነቲ ብደርቂ ዝተሃስየ ህዝቢ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብ ከም ዝሰኣነ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚልዮናት ሰባት ግዳያት ዝኾኑሉ ደርቂ 1.5 ሚልዮን ጥሪት ከም ዝሃለቓሉ ሓቢሩ ኣሎ። ዝብሉ ካልእን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኢትዮጵያ ናይዚ ወርሒ ዝቕባበ ዋጋ መግብን ኣቑሑትን ካብቲ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ ወርሒ ብ49.9% ከም ዝወሰኸ ኤጀንሲ ስታስቲክስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት ነቲ ብደርቂ ዝተሃስየ ህዝቢ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብ ከም ዝሰኣነ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚልዮናት ሰባት ግዳያት ዝኾኑሉ ደርቂ 1.5 ሚልዮን ጥሪት ከም ዝሃለቓሉ ሓቢሩ ኣሎ። ዝብሉ ካልእን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now