ግብጺ ብጉዳይ ግድብ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕ ዘብፅሕ ዝርርብ ክካየድ ሓቲታ።

ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኤርትራን ኬንያን ኣብ ክልተኣዊ ምትሕግጋዝ ስምምዕ ተፈራሪመን። ኣሜሪካዊት ዲፕማት ንፖሊሲ ባይደን ኣብ ኢትዮጵያ ነቒፈን። ግብጺ ብጉዳይ ግድብ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕ ዘብፅሕ ዝርርብ ክካየድ ሓቲታ። ናይ 27 ኢትዮጵያውያን ኣስከሬን ኣብ ወሰን መገዲ ዛምብያ ተደርብዩ ከም ዝተረኽበ ተሰሚዑ።
Share