SKIP TO MAIN CONTENT

ፕረዚደንት ሶማልያ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ የካይድ; ኣብ ምረቓ ወተሃደራት ሶማልያን ተረኺቡ ፤ ዝተሃንጹ ትሕተ ቅርጺን ተዓዚቡ። (ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ማዕበል ማእሰርቲ ዜጋታት ጀሚሩ። ሓላፊ ርክባት ወጻኢ ባይቶና ዓባይ ትግራይ ፖለቲከኛ ክብሮም በርሀ ስብሃትለኣብ ዝርከቦም ሰባት ከም ዝተኣስሩ ተገሊጹ። "ኣውስትራልያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጸም መንነት መሰረት ዝገበረ መጥቃዕቲ ጠጠው ክብል እኹል ጻዕሪ ኣይገበረትን" ዘ ዌስት ኣውስትራልያን ። ኣብ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 2.9 ሚልዮን ተምሃሮ ካብ ትምህርቲ ከም ዝቦኸሩ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ርእሰ ከተማ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዝኾነት ኣሶሳ፡ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጃ።ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ኣለና፣

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ማዕበል ማእሰርቲ ዜጋታት ጀሚሩ። ሓላፊ ርክባት ወጻኢ ባይቶና ዓባይ ትግራይ ፖለቲከኛ ክብሮም በርሀ ስብሃትለኣብ ዝርከቦም ሰባት ከም ዝተኣስሩ ተገሊጹ። "ኣውስትራልያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጸም መንነት መሰረት ዝገበረ መጥቃዕቲ ጠጠው ክብል እኹል ጻዕሪ ኣይገበረትን" ዘ ዌስት ኣውስትራልያን ። ኣብ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 2.9 ሚልዮን ተምሃሮ ካብ ትምህርቲ ከም ዝቦኸሩ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ርእሰ ከተማ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዝኾነት ኣሶሳ፡ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጃ።ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ኣለና፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now