Credit: Timon Reinhard/Unsplashልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት 167 ተምሃሮ ኣመሪቑ። በጀት ሰራሕተኛታት መንግስቲ ትግራይ ካብ ፌደራል ከም ዘይተለቐቐ መንግስቲ ትግራይ ገሊጹ። ኣብ ኤርትራ ኣብ መወከሲ ሆስፒታል ብርሃን ዓይኒ፡ ንልዕሊ 500 ዜጋታት መጥባሕቲ ሓበላ ተኻዪዱ። ቀዳማይ ፈስቲቫል ፊልም ኣስመራ፡ ፊልምታትን መጽናዕታዊ ወረቓቕቲ ቀሪቡሉ ተዛዚሙ። ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣርቲስት ሰራዊት ፍቕሬ ዝርከቦም ፍሉጣት ሰባት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። ኢትዮጵያ ንስደተኛታት መሰረታዊ ኣገልግሎት ክትህብ ከምዘይከኣለት ገሊጻ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት 167 ተምሃሮ ኣመሪቑ። በጀት ሰራሕተኛታት መንግስቲ ትግራይ ካብ ፌደራል ከም ዘይተለቐቐ መንግስቲ ትግራይ ገሊጹ። ኣብ ኤርትራ ኣብ መወከሲ ሆስፒታል ብርሃን ዓይኒ፡ ንልዕሊ 500 ዜጋታት መጥባሕቲ ሓበላ ተኻዪዱ። ቀዳማይ ፈስቲቫል ፊልም ኣስመራ፡ ፊልምታትን መጽናዕታዊ ወረቓቕቲ ቀሪቡሉ ተዛዚሙ። ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣርቲስት ሰራዊት ፍቕሬ ዝርከቦም ፍሉጣት ሰባት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። ኢትዮጵያ ንስደተኛታት መሰረታዊ ኣገልግሎት ክትህብ ከምዘይከኣለት ገሊጻ።
Check out our podcast collection here